1. መድሓኒታት
2. ሕማምኩም ንምፍዋስ መድሓኒት ክበሃወኩም እዮም፡፡ ናይቲ መድሓኒት ሽም
………………………… ይብሃል
3. እዚ መድሓኒት ካብቲ ቤት መድሓኒት ምውሳድ ትኽእሉ ኢኹም፡፡ እዚ መድሓት ኣብ መዓልቲ………….. ጊዜ ክትወስድዎ ይግባእ፡፡
4.ኣብ ሓደ ጊዜ ክኒና …………… ኢኹም ትውሕጡ፡፡ እዚ መድሓኒት ቅድሚ / ድሕሪ ምግ ውሰድዎ
እዚ መድሓኒት ን…………… መዓልትታት ብዘይ ምቁራፅ ኢኹም ትወስድዎ
እዚ መድሓኒት ንዕድመ ልክዕ ብዘይ ምቁራፅ ኢኹም ትወስድዎ፡፡
5. ዝቕባእ መድሓኒት
6. እቲ ዕንፉሩር ንክንክይ ምእንቲ ዝቕባእ መድሓት ክበሃወኩም እዩ፡፡ ናይቲ ዝቕባእ መድሓኒት ሽም
…..…………………………… ይብሃል
7. እቲ ዝቕባእ መድሓኒት ዕንፉሩር ኣብ ዘለዎ ክፋል ቆርበትኩም ኣብ መዓልቲ …………… ጊዜ ክትለኽይዎ ይግባእ፡፡
8. እቲ ዕንፉሩር እንድሕር ጠፊኡ፤ ነቲ ዝቕባእ መድሓኒት ን ………… መዓልትታት ክትልከይዎ ይግባእ፡፡
9. እዚ ዝቕባእ መድሓኒት ካብቲ ቤት መድሓኒት ምውሳድ ትኽእሉ ኢኹም፡፡
10. እዚ ዝቕባእ መድሓኒት ኣብ ድኳን ክትዕድግዎ ትኽእሉ ኢኹም፡፡ ንኣብነት ኣብ ኢቶስ (Etos) ወይ ከዓ ክሩይድቫት (Kruidvat)
11. ናይ ክትትል ቖፆሮ
12. መሊስኩም ንክትምርመሩ ናይ ግድን እዩ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ቀፃሊ ቆፆሮኹም ኣብ ዕለት፡
……..-………-……….. እዩ፡፡